ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክረምያ ናብ ሩስያ ናይ ምጽንባር ጉዳይ ከመይ`ዩ? ክልተ ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ይካትዑ


Russia Crimea
Russia Crimea
ሩስያ ንግዝኣት ዩክሬን ዝኾነት ሓውሲ ደሴት ክረምያ ድሕሪ ምውራር፡ ረፈረንደም ከምዝካየድ ጌራ። ውጽኢት ህዝበ-ውሳነ ድማ፡ ምስ ሩስያ ይሕሸና ዝብል ኮይኑ።

ብኣመሪካ ዝምራሕ ሓይሊ ነቲ ብሩስያ ዝተወስደ ስጉምቲ ኾኒንዎ`ሎ።

ንምዃኑ ክረምያ ናብ ሩስያ ክትከይድ ሕጋውነት ኣለዎ`ዶ የብሉን? ክልተ ፖሊቲካዊ ተንተንቲ ይዘራረብሉ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ፡

Abdurahman Saed and Alula Abraha
please wait

No media source currently available

0:00 0:16:04 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG