ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንመ/ጀነራል ገ/ሄር ዓ/ማርያም `ውጩ` ካብ ዝፈልጥዎ ገሊኦም እንታይ ይብሉ


General-Wuchu
General-Wuchu

መ/ጀነራል ውጩ ትማሊ ሓሙስ ኣብ መበል 64 ዓሪፉ`ሎ: ስነ-ስርዓት ቀብሩ ጽባሕ ቀዳም ክፍጸም ምዃኑ ተሓቢሩ`ሎ

ኣብ ሽወደን ዝርከብ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ሓደ ጽፍሒ ኣብ ትሕቲ ውጩ ኾይኑ ንነዊሕ እዋን ከምዘሰርሐ ብምግላጽ፡ ውጩ ርሕሩሕን ለጋስን ምንባሩ ይገልጽ።

ኣብ`ዚ ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ዝነብሩ ተስፋልደት ክቡርዝግን ኤፍረም ገብረመድህንን ብወገኖም፡ ንመ/ጀነራል ውጩ፡ ብሓልዮቱን ብ ነጸብራቕ ኤርትራዊ ጅግንነትን ይገልጽዎ።፡

ስነ-ስርዓት ቀብሩ ጽባሕ ቀዳም ክፍጸም ምዃኑ ተሓቢሩ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ`ሎ።
Comments about Major General Wuchu
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:11 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG