ምስ ኣልሸባብ ዝኾነ ርክብ ከምዘይብሉ ዝገልጽ ኦብነግ፡ ንፈደራልዊ መንግስቲ ሶማል ድጋፉ ይገልጽ
ብቐድሙ`ውን ኣብ ሓሶት ዝተመርኮሰ ጠቐነ`ዩ ሕጂተቖጻጻሪ ጉጅለ ዝበሎ`ውን ንሱ`ዩ፡ ኤርትራ ንኣልሸባብ ኣይትድግፍን`ያ
`ኤርትራ ነቶም ተቖጻጸርቲ ናብኣ ክኣትዉ እንተተፍቅደሎም ኔራ፡ ማዕቀብ ንኽልዓል መኽኣለ `
መንእሰይ ተድሮስ ኣባይ፡ 4ይ ዓመት ተማሃራይ ቤት ትምህርቲ ሕክምና ኦሮታ `ዩ
ብ " ኣሕልመኒ " ትብለ ሓዳሽ ደርፋ ዝሃበበት ሰምሃር፡ ጋሻ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ኾይና`ላ
ጽባሕ ኣብ ደሴት ላምፐዱሳ ዝኽሪ ሓደ ዓመት ክበዓል ክግበር`ዩ
እቶም ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ምስ ሚንስተር ወጻኢ ኤርትራ ኣብ ኒው ዮርክ ተራኺቦም ኔሮም
ዖስማን ሳሊሕ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ተረኺቦም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡ ሕቡራት ሃገራት እቲ ዳርጋ ካብ ቅድሚ 70 ዓመት ሒዝዎ ዝጸንሐ ኣቃውማ፡ ነዚ ሎሚ ዘሎ ፖሊቲካውን ባህላውን ክውንነት ዘንጸባርቕ ኣይኮነን ኢሎም።
ብ ፈስቲቫል መንእሰያት ሳዋ ዝቐረበ ኤክዚቪዥን ተክንሎጂ
ተወሳኺ ጽዓን