ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንስምምዕ መዘከር ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝድግፍን ዝቃወምን መግለጺታት ይውሕዝ


ንስምምዕ መዘከር ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝድግፍን ዝቃወምን መግለጺታት ይውሕዝ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:49 0:00

ብሰኑይ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕረዚደንት ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሙሰ ቢሒ ዓብዲን ዝተፈረመ ስምምዕ መዘከር፡ ኣብ ልዕሊ ሶማላውያን ቍጠዐ ኣስዒቡ፡ ኣብ ሞቓዲሾ ነቲ መዘከር ስምምዕ ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ ኣሎ። ኣብቲ ጉዳይ መብርሂ ከይሃበ ዝጸንሐ መንግስቲ ኢትዮጵያ’ውን ሎሚ፡ ብመንገዲ ኣገልግሎት መራኸቢታት ኣቢሉ መግለጺ ኣውጺኡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG