ኣብ መዓስከራት ዝርከቡ ስደተኛታት ብዓይኒ ኤርትራውን ኢትዮጵያውን
ሓረጉ ቀለታን ፍጹም ተስፋማርያምን ካብ መንጎ ኣሰናዳእታ`ዮም
ምርጫና ከም ካልኦት ህዝብታት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ተሃድሶ ለውጢ ኽቀላጠፍ እዩ - ሚኒስትር ወፃኢ ኤርትራ ዖስማን ሳልሕ
ስፍሓት`ት ህንጻ 4ተ ሺሕ ትርብዒት መትሮ ምዃኑ ተገሊጹ`ሎ
ጂጂ ኣብ ባህላዊ ዘተኮረ ጽራይ ይሰርሕ ኣሎ ይብል፡ ብሪ ኸኣ ከባቢ ሓምሳ ግዜ ከምዝተዋሰኤት ትገልጽ
ፖሊቲካዊ ተሳትፎን ናይ ኣመራርሓ ብቕዓትን ንምሕያልን ፡መንግስቶም ብሓዲሽ መልክዕ ምትዕርራይ ከምዝቕጽል ኣፍሊጦም
ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ኤፍረም ገብረክርስቶስ፡ ሃገራዊ ፈስቲቫል ደቀምሓረ ናብ ሓደ ሚልዮን ዝጽጋዕ ህዝቢ ከምዝተሳተፎ ይገልጽ
ካብ ግዳማዊ ተጽዕኖን ምትእትታውን ናጻ ምዃኑ ፍሉይ ካብ ዝገብሮ ሓደ`ዩ ይብል ስነ-ጥበባዊ ኪሮስ ዮሃንስ
`ኣብ ማሕበራዊ ውሕስነት ጽቡቕ ንኸይድ ኣለና ጥራይ ዘይኮነስ፡ ትልምና ልዕሊ ሸቶ ሚለንየም ንምኻድ`ዩ`
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቤት ማእሰርቲ እስራኤል ካብ ዝነበሩ ኤርትራውያን 14 ብድልየቶም ኣስመራ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ
ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ኤርትራ ኸቢድ ጥሕሰት መሰላት ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ምቕራባ ይዝከር፡ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ግን፡ "ብመሰረቱ ኤርትራ ካብ ቃልሲ ሰብኣዊ መሰል ዝበቖለት ሃገር`ያ" ኢሉ
ነባሪ ቨርጂንያ ቶማስ ማይቤቶት፡ ብቐሊሉ መብራህትን ሓይልን ትረኽበሉ ፍሉይ ናውቲ`ዩ ይብል
ተወሳኺ ጽዓን