ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ፍታሕ ንኤርትራዊ ሽግራት ዝብል ዋዕላ ኣብ ቦሎኛ ክካየድ ምዃኑ ይግለጽ


Eritrea map
Eritrea map

ካብ ግዳማዊ ተጽዕኖን ምትእትታውን ናጻ ምዃኑ ፍሉይ ካብ ዝገብሮ ሓደ`ዩ ይብል ስነ-ጥበባዊ ኪሮስ ዮሃንስ

ካብ መንጎ ነቲ ዋዕላ ዘተሓባብሩ ሓደ ኣቶ ኪሮስ ዮውሃንስ፡ ህዝቢ ብወኒ ኤርትራዊ ሃገራዊነት ተውዲቡ ክዕኹኾ ዝሕልን ዋዕላ`ዩ ይብል።

ካብ ኢትዮጵያ ወጻኢ ይካየድ ምህላዉ፡ ባህ ዘይበሎም ወገናት ክህልዉ ከምዝኽእሉ ዝጠቐሰ ኪሮስ፡ ንኹሎም ነቶም ካብ ኢትዮጵያ ኾይኖም ዝቃልሱ ብኸምኡ ክትጥቅኖም ግን ግቡእ ኣይኮነን ይብል።

እቲ ዋዕላ ተቓወምቲ ኤርትራ ፡ኣብ`ታ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ፡ ህዝቢ ተስፋ ንናጽነት እናኣማዕደወ ዝተኣኻኸበላ ዝነበረ ከተማ ቦሎኛ ይካየድ ምህላዉ፡ ፍሉይ ናይ ባዕሉ ታሪኻውነትን ትርጉምን ኣለዎ`ውን ኢሉ።

ንሙሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል
Interview with Kiros Yohannes
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:22 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG