ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ መሪሕነት መንግስትን ፓርቲን ምትዕርራይ ከምዝግበር ተዛሪቦም


Eritrean President Isaias Afewerki being interviewed by VOA`s Tewelde Weldeghebriel, 2009
Eritrean President Isaias Afewerki being interviewed by VOA`s Tewelde Weldeghebriel, 2009

ፖሊቲካዊ ተሳትፎን ናይ ኣመራርሓ ብቕዓትን ንምሕያልን ፡መንግስቶም ብሓዲሽ መልክዕ ምትዕርራይ ከምዝቕጽል ኣፍሊጦም

ኣብ`ቲ ኣብ እምባትካላ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ መንግስታዊ ትካላትን ገዛኢ ፓርቲ ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን፡ ደረጃ ብደረጃ ምስ ህልው ፖሊትካዊ ኩነታት ዝኸይድ ምትዕርራይ ከምዝገበረሎም ኣፍሊጦም።

እንተኾነ ዝርዝር ኣይሃቡን።

ነቲ ብቪኦኤ ዝቐረበ ዜና ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡
President Isaias Afewerki on Government Restructure
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:03 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG