ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቂሔ-ጽልሚ፡ ምስ ድምጻዊ ገብረ ገ/ሔር-ጂጂን ምስ ተዋሳኢት ብርነሽ ኪሮስን


Actress Birnesh Kiros
Actress Birnesh Kiros

ጂጂ ኣብ ባህላዊ ዘተኮረ ጽራይ ይሰርሕ ኣሎ ይብል፡ ብሪ ኸኣ ከባቢ ሓምሳ ግዜ ከምዝተዋሰኤት ትገልጽ

ብርነሽ ኪሮስ፡ ኣብ ኤርትራ ዝስርሑ ኣብ ዝነበሩ ድራማታት ኣብ ብዙሓት ተዋሲኣ`ያ። ብትውልዳ ኢትዮጵያዊት ብርነሽ ኣብ`ዚ እዋን ኣብ መቐለ ሓደ ቤት-መግቢ ከፊታ ትናበር ኣላ።ካብ ምውሳእ ተፈሊየ ክነብር ኣይክእልን`የ ትብል ብሪ፡ ኣብ ኢትዮጵያ `ውን እቲ ምውሳእ ከምትቕጽለሉ ኣፍሊጣ`ላ።

ገብረ ገብረዝግኣብሄር (ጂጂ), ብባህላዊ ጸወታታቱ ዝያዳ ዝፍልጥ ስነ-ጥበባዊ`ዩ። ሎሚ ድማ "ሃይመገለለ" ዝብል ኣብ መርዓ ዝጽወት ሒዙ ቐሪቡ`ሎ።

ኽልቲኦም ስነ-ጥበባውያን ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ቐሪቦም ኣለዉ፡
ቂሔ-ጽልሚ
please wait

No media source currently available

0:00 0:17:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG