ኣብ ኣትላንታ ንሓደ ሰሙን ክካየድ ዝቐነየ መበል 25 ዓመት ኢዮቤልዩ ፈቲቫል ስፖርት ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ፡ ዝሓለፈ ሰንበት 11 ሓምለ 2010 ከምዝተዛዘመ ንምፍላጥ ተኻኢሉ`ሎ
4ይ ፈስቲቫል ኤርትራውያን መንእሰያት ንምጽንባል፡ ልዕሊ 10 ዝኾኑ ዓለም-ለኸ ተፈላጥነት ዘለዎም ኣርቲስታት ካብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ከምዝኸዱ ተሓቢሩ`ሎ።
ናይ ውልቂ ወነንቲን ዘወርትን ናይ ፅዕነት መኻይን ኣብ ማሕበር ሰራሕተኛ US ክሕቆፉ ትፅዕር ዘላ መንእሰይ ጓለንስተይቲ
HIP HOP ተባሂሉ ዝፍለጥ ህርመት ሙዚቃ ትጻወት ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ሱዚ ኣብርሃ: ቅጽል ሽማ Queen Nefertiti ፡ ኣብቲ ዝመጽእ ሓምለ ኣብ ሳዋ ዝካየድ ፈስቲቫል መንእሰያት :ንክትደርፍ ተበጊሳ ኸምዘላ
ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ላይነ ታደሰ ቅዲ ሙዚቃ ሬገ ዝጻወት ስነጥበባዊ