ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሜሪካዊ ላይነ ታደሰ ቅዲ ሙዚቃ ሬገ ዝጻወት ስነጥበባዊ’ዩ።

 پاکستان کے مختلف علاقوں میں گزشتہ چند دنوں کے دوران شدید بارشوں اور سیلاب سے درجنوں افراد ہلاک اور سینکڑوں متاثر ہوئے ہیں۔
 پاکستان کے مختلف علاقوں میں گزشتہ چند دنوں کے دوران شدید بارشوں اور سیلاب سے درجنوں افراد ہلاک اور سینکڑوں متاثر ہوئے ہیں۔

አብ አሜሪካ ክፍለ ግዝአት ካሊፎርንያ ከተማ ሳንድያጎ ዝነብር ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ላይነ ታደሰ ቅዲ ሙዚቃ ሬገ ዝጻወት ስነጥበባዊ’ዩ። ላይነ ታደሰ በዚ ቅዲ ሙዚቃ ዝተጻወታ ፈላመይቲ ናይ ሙዚቃ አልቡም አብ 2ሽሕ ዓ.ም ኣውጺኡ’ሎ።

አብ አሜሪካ ክፍለ ግዝአት ካሊፎርንያ ከተማ ሳንድያጎ ዝነብር ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ላይነ ታደሰ ቅዲ ሙዚቃ ሬገ ዝጻወት ስነጥበባዊ’ዩ። ላይነ ታደሰ በዚ ቅዲ ሙዚቃ ዝተጻወታ ፈላመይቲ ናይ ሙዚቃ አልቡም አብ 2ሽሕ ዓ.ም ኣውጺኡ’ሎ።

ምስ ፍሉጣት ኣሜሪካውያን ስነጥበባውያን ሙዚቃ ተሐባቢሩ ዝሰርሐሉ ኣጋጣሚታት’ውን አሎ። ላይነ ታደሰ አብርሃም አፈወርቂን ቦብ ማርልን ከም አብነት ጌሩ ከም ዝርእዮምን ብሙዚቃ ጌሩ ንሰላምን ምትሕብባርን ህዝብታት ዓለም ክሰርሕ ክምዝደሊ ትምኒቱ ገሊፁ’ሎ።

ናይ ሙዚቃ ስሚዒት ገና ቆልዓ ኸሎ ዝሐደሮ ሐዉ ብኽራር ጌሩ ክደርፍ ከሎ ብምርአይን ብምስማዕን ምኻኑ ዝገለፀ ላይነ ታደሰ አብ ኤርትራ ተወሊዱ ምስ ወለዱ ብሱዳን አቢሉ ናብ ኣሜሪካ ዝመፀ ወዲ ትሽዓተ ዓመት ኸሎ’ዩ።

XS
SM
MD
LG