አብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ናይ ተቃውሞ ሰልፍታት ቀጺሉ'ሎ

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ይካይድ ዘሎ ተቓውሞ ሰልፊ ቀጺሉ ከምዝወዓለን ኣብዚ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ንዝሞቱ ዝክሪ ናይ ሽምዓ ምብራህ ስነስርዓት ኣብዚ ዋሽንግተን ዲሲ ትማሊ ምሸት ተኻይዱ።

ነቲ አብቲ ክልል ኦሮምያ ዝካየድ ዘሎ ናይ ተዋውሞ ሰልፍታትን ናይ ሽምዓ ምብራህ ስነ-ስርዓትን ብዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

Your browser doesn’t support HTML5

አብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ናይ ተቃውሞ ሰልፍታት ቀጺሉ'ሎ