ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ጸረ-ሽበራ ኣሳቢቡ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዝኸበደ ጭፍለቓ ክወስድ ይኽእል`ዩ' ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል


ዓለም-ለኻዊ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣምነስቲ እንተርናሽናል፡ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጸረ-ሽበራ ኣሳቢቡ፡ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ጭካነ ዝመልኦ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል`ዩ ክብል ኣሰሚዑ።

ግንባር ሓርነት ኦሮሞን፡ ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኦሮሞን በብወገኖም፡ ነቲ መንግስቲ ዝወስዶ ዘሎ ስጉምቲ ዝኹንን መግለጽታት ኣውጺኦም ኣለዉ። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝንቀሳቐስ ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ብወገኑ፡ ንዓና ምስ ኣሸበርቲ ምትሕሓዝ ኣግባብ ኣይኮነን ኢሉ`ሎ።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብዚ ምስማዕ ይኸኣል።

XS
SM
MD
LG