ንብሉምበርግ ዝጽብጽብ ዊሊያም ዴቪድሰን ንዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሃን ትጽብጽብ ጄሲ ፎርትን ኣስተርጓሚኦምን ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ከተማ ኣዋሽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወስዱን ተኣሲሮም ሓዲሮም ከምዝተለቁን ገሊጾም።
ዋሽንግተን ዲሲ —
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኸሰተ ድርቅን ዝተለዓለ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓስን ሪፖርት ንምቕራብ ዝተንቀሳቐሱ ክልተ ጋዜጠኛታት ወጻኢ ን24 ሰዓታት ከምዝተኣሰሩ ኣፍሊጦም።
ጄሲ ፎርትን
ንብሉምበርግ ዝጽብጽብ ዊሊያም ዴቪድሰን ንዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሃን ትጽብጽብ ጄሲ ፎርትን ኣስተርጓሚኦምን ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ከተማ ኣዋሽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወስዱን ተኣሲሮም ሓዲሮም ከምዝተለቁን ገሊጾም።
ዊሊያም ዴቪድሰን
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልተ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ናይ 24 ሰዓታት ማእሰርቲ ምፍትሖም ተገሊጹ