ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ብዛዕባ ተቓውሞ ኽልል ኦሮሚያ ክጽብጽቡ ዝተንቀሳቐሱ ክልተ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታት ን24 ሰዓታት ተኣሲርና ኢሎም

ናይ ምብራቕ አፍሪቃ ዓለምለኸ ማሕበር ጋዜጠኛታት

ንብሉምበርግ ዝጽብጽብ ዊሊያም ዴቪድሰን ንዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሃን ትጽብጽብ ጄሲ ፎርትን ኣስተርጓሚኦምን ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ከተማ ኣዋሽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወስዱን ተኣሲሮም ሓዲሮም ከምዝተለቁን ገሊጾም።

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተኸሰተ ድርቅን ዝተለዓለ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓስን ሪፖርት ንምቕራብ ዝተንቀሳቐሱ ክልተ ጋዜጠኛታት ወጻኢ ን24 ሰዓታት ከምዝተኣሰሩ ኣፍሊጦም።

ጄሲ ፎርትን
ጄሲ ፎርትን

ንብሉምበርግ ዝጽብጽብ ዊሊያም ዴቪድሰን ንዝተፈላለዩ መራኸቢ ብዙሃን ትጽብጽብ ጄሲ ፎርትን ኣስተርጓሚኦምን ብሓይልታት ጸጥታ ካብ ከተማ ኣዋሽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝተወስዱን ተኣሲሮም ሓዲሮም ከምዝተለቁን ገሊጾም።

ዊሊያም ዴቪድሰን
ዊሊያም ዴቪድሰን

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልተ ናይ ወጻኢ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ናይ 24 ሰዓታት ማእሰርቲ ምፍትሖም ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:53 0:00

XS
SM
MD
LG