ሃንደበታዊ ውድቀት ፕረዚደንት ሶርያ ባሽር ኣል ኣሳድ፣ ዝለዓለ ደረጃ እቲ ንኣስታት 14 ዓመታት ዝተካየደ ቃልሲን ቀንዲ ፍጻመ ናይቲ ህይወት ኣማኢት ኣሻሓት ሰባት ዝወሰደ፣ ፍርቂ ህዝቢ’ታ ሃገር ካብ መንበሪኦም ዘመዛበለን ናይ ደገ ሓይልታት ዝዓደመን ውግእ ሕድ-ሕድ እዩ። ናብ’ዚ ብርኪ’ዚ ብኸመይ ተበጽሐ?