ሽግራት ክህሉ ይኽእል`ዩ፡ ነቲ ዝዓበየ ስእሊ ኤርትራ ግን ዝገልጽ ኣይኮነን ይብል ኣስዒቡ
ተሰዊሩ`ሎ፡ ኣብ ዝተሰወሮ ኣይንፈልጥን፡ ንመንግስቲ ገዲፍዎ`ሎ ከዲዑ ግን ክንብል ኣይንኽእልን ይብል እቲ ጋዜጠኛ
መደብ ኤርትራውያን ኣብ አሜሪካ፡ መዓልቲ ኤርትራውያን ቆልዑ ኣብ ከባቢ ካሊፎርንያ
ኣብ`ዚ ብባህላዊ ቅልውላው ዝሳቐ ወለዶ፡ ኣብ ምስራጽ ፍቕሪ ሃገርን ባህልን ዝነበሮ ሓልዮትን ተወፋይነትን ፍሉይ`ዩ ይብሉ መሓዙቱ
ዮርዳኖስ ተኽለ `ኣድጌታ` ዘርእስታ 3ይቲ መጽሓፍ ኣውጺኣ። ናይ ሎሚ ቂሐ-ጽልሚ ካልኦት ትሕዝቶታት`ውን ኣለዉዋ
መሳርሕቱ ካብ ዝነበሩ ኣብርሃም ተስፋልኡል፡ ብቐረባ ካብ ዝፈልጥዎ ድማ ኣቶ ሰለሞን ጸሃየ ቀሪቦም ኣለዉ
ልዕሊ 5ተ ሺሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን ካብ ዝሓልፈ 17-19 ነሓሰ ኣብ`ቲ ዝዓበየ ኣዳራሽ ዋሽንግተን ዲሲ፡ ዓመታዊ ፈስቲቫሎም ኣኽቢሮም
ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣካል ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ ስለዚ ምስናዱ ኣካል ዕማም ናይዚ ርኽኽብ'ዩ ኢሎም
ብቆልዑ ዝቆማ ብድምሩ አርባዕተ ጋንታታት ሰላም ብዝብል መፀዊዒ ኣብቲ ሊግ ምእታወን ተገሊፁ'ሎ
ተወሳኺ ጽዓን