ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውሩይ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ ደራፍይ ኣብ ሎስ ኣንጀሎስ ተቐቲሉ


sandman-Nigus, Eritrean American Rapper
sandman-Nigus, Eritrean American Rapper
ኣብ`ዚ ብባህላዊ ቅልውላው ዝሳቐ ወለዶ፡ ኣብ ምስራጽ ፍቕሪ ሃገርን ባህልን ዝነበሮ ሓልዮትን ተወፋይነትን ፍሉይ`ዩ ይብሉ መሓዙቱ:

ኣብ ቅዲ-ሙዚቃ-ረጌ ዝነጥፍ ስነ-ጥበባዊ ላይነ ታደሰ ካብ ከተማ ሳንዲያጎ፡ ብቐረባ ዝፈልጦ መሓዙኡ ዳዊት ይሕደጎ ድማ ካብ ከተማ ሎስ ኣንጀሎስ፡ ኣብ ቪኦኤ መደብ መንእሰያት ቀሪቦም ኣለዉ።

Sandman Nigus ተባሂሉ ዝጽዋዕ ሳዶር ፍስሃየ ኣብ ምዕራባዊ U.S. Rap ተባሂሉ ዝጽዋዕ ናይ ሙዚቃ ህርመት ብምጽዋት ተፋልጥነት ዘትረፈ`ዩ።

ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
sandman
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:03 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG