ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ፣ ጋንታ ሰላም ኣባል ሊግ ከተማ ኣላሚዳ ኾይና


ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ ክፍለ ግዝአት ካሊፎርንያ ከተማ ኦክላንድ ዝርከቡ ትሕቲ 10-ዓመት ዝዕድሚኦም ቆልዑ ሰላም ኣብ ትሕቲ ዝብል ጋንታ ኩዕሶ ተጠርኒፎም ዝፃወቱ ኣብ ሊግ ከተማ አላሚዳ ተመዝጊቦም'ለው።

ነቶም ቆልዑ ኣብ ምጥርናፍ ኾነ ኣብ ምንቅስቃሳቶም ግደ ዘለዎም ክልተ ኣጋይሽ አዘራሪብና'ለና።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG