ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አኼባ ገለ አባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ ደንቨር


ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጀብሃ ካብ ሜዳ ኤርትራ ድሕሪ ምውፃኣ ዳርጋ ድሕሪ 30-ዓመታት ገለ አባላታ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ደንቨር ኮሎራዳ፡ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ተራኺቦም።

ዕላምኡ ተራኺብካ ተዘክሮታትካ ንምልውዋጥን ናፍቆትካ ንምግልላፅን ምኻኑ ኣብኡ ዝተረኽቡ አቶ ፀጋይ ነጋሽን ወ/ሮ ኤልሳ መስፍንን ገሊፆም።

ንዓመታ ኣብ መፈለምታ ሰሙናት ወርሒ ሓምለ: ኣብ ኣትላንታ ኸግበር ብምስምማዕ፡ . ተደምዲሙ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG