ኣስታት ሰለስተ ሚእቲ ሰበ-ስልጣን ክልል ኦሮምያ ካብ ሓላፍነቶም ተአልዮም

ኣብ ክልል ኦሮምያ ምስ ተላዓለ ህዝባዊ ተቃውሞ ብዝተሓሓዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዝጸንሑ ካብ ሓላፍነቶም ዝተላዓሉ ሰበ-ስልጣን ኣስታት 300 ምኳኖም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር'ቲ ክልል ኣፍሊጦም።

ኣብቲ ክልል ምስ ዝተላዓለ ተቃውሞ ብዝተሓሓዝ ሓላፍነቶም ብዝግባእ ኣይፈጸሙን ዝተባህሉ ኣባላት'ቲ መሪሕነት ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኪሩ ክቕጽል'ዩ ክብሉ'ውን እቶም ምክትል ርእሰ-ምምሕዳር ኣቶ እሸቱ ደሴ ተዛሪቦም'ለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣስታት ሰለስተ ሚእቲ ሰበ-ስልጣን ክልል ኦሮምያ ካብ ሓላፍነቶም ተአልዮም