ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ አርሲ ተማሃሮ ተቃውሞ ሰልፊ ኣካይዶም


ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዞባ ኣሩሲ ወረዳ ሙኔሳን ዞባ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ኪራምን ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃን መሰናድኦን ተቓውሞ ሰልፊ ከምዘካየዱን ዝተኣስሩ’ውን ኣለው ክብሉ ከለው ኣዘዝቲ ፖሊስ እቶም ከባቢታት ግን ሰላም እዩ ዘሎ ክብሉ ገሊጾም።

ሓደ ካብቶም ተማሃሮ ከምዚ ይብል።

‘ ሰፊሩ ዘሎ ሰራዊት አግኣዚ ይውጻእ፡ፍትሒ ይኸበር መሰልና ይተሓለው ዝብል ጭርሖታት ኔርዎ። ፖሊስ’ታ ከተማ መጺኦም ዘንብዕ ጋዝ ተጠቒዖም ነቲ ሰልፊ በቲኖም ድሕሪኡ ሰራዊት አግኣዚ መጺኦም።’

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዞባ አርሲ ተማሃሮ ተቃውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:22 0:00

XS
SM
MD
LG