ብዕጡቓት ነገድ ሙረሌ ካብ ዝተጨውዩ ኢትዮጵያዊያን ቆልዑ 29 ናብ ሃገሮም ከምተመልሱ ፕረዝደንት ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጦም።
ዋሽንግተን —
ናይቲ ክልል ፕረዝደንት ጋትልዋክ ቱት ከምዝገለጽዎ እቶም ቆልዑ ንክልቀቁ ዓቢ ተራ ዝተጻወቱ ብምኽትል መከላኸሊ ሚኒስትር ደቡብ ሱዳን ደቪድ ያኦ ኣቢሉ ዝተኻየደ ዝርርብ ምኳኑ ገሊጾም።
ከም ውጽኢቱ ድማ ነቶም ቆልዑ ኣተኣኻኺብካ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ መስርሕ ከምዝቅጽል ዛጊት ኣብ ሰለስተ ተከታታሊ ጊዜ ብድምሩ 29 ቆልዑ ክሳብ ሕጂ ናብ ሃገሮም ምምላሶምን ዝተረፉ’ውን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርኸቡ ዝሞቱ’ውን ከምዘየለው ሓቢሮም’ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ብዕጡቓት ነገድ ሙረሌ ካብ ዝተጨዉዩ ኢትዮጵያዊያን ቆልዑ 29 ናብ ሃገሮም ተመሊሶም