ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዝተለዓለ ተቓውሞ ሓሙሻይ ወርሑ ሒዙ፡ ሕጂ’ውን ይቕጽል ኣሎ


ፋይል
ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ገለ ከተማታትን ገጠራትን ኦሮሚያ ዝካየድ ህዝባዊ ተቓውሞ ሎሚ`ውን ቀጺሉ ከምዘሎ ምንጭታት ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ቅድሚ ትማልን ሎሚን ኣብ ቢሾፍቱን ኣብ ደባዩ ዝተባህለት ናይ ገጠር ቀበሌን ተኻይዱ ኔሩ ይብሉ መሰኻኽር።

ከምኡ`ውን ኣብ በደሌን ኣብ ለሊሶ ሃሮ ቶሬ ዝተባህለት ቐበሌ፡ ተማሃሮ ከምዝተኣስሩን፡ ፖሊስ ብዝተኮሶ ዘንብዕ ትኪ፡ ገለ ተማሃሮ ሆስፒታል ከምዝኣተዉን፡ ነበርትን ተማሃሮን ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዝተለዓለ ተቓውሞ ሓሙሻይ ወርሑ ሒዙ፡ ሕጂ’ውን ይቕጽል ኣሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:32 0:00

XS
SM
MD
LG