ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ ዑደት የኻይዱ'ለው

ካቶሊካዊ ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ፍራንሰስ ትማሊ ሰንበት ኣብ ርእሰ ከተማ ሜክሲኮ ሜክሲኮ ሲቲ ኣስታት 300 ሺሕ ዝኾኑ ኣመንቲ ኣብ ዝተረኽብሉ ክፉት ሜዳ ቅዳሴ ድሕሪ ምክያድ ሎሚ ናብ ሓንቲ ቺያፒስ ዝተባህለት ብድኽነት ዝተሓመሰት ደቡባዊት ግዝኣት'ቲ ሃገር በጺሖም።

ርእሰ ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜዳ ኩዕሶ ንዝተአከቡ ኣሽሓት ሜክሲካዊያን ደቀባት'ውን ቅዳሴ ኣካይዶምሎም።

ኣብቲ እዋን ብዛዕባ ድኽነትን ሕሰምን ስደትን ትኹረት ሂቦም ድሕሪ ምዝራብ ቋንቋታት ደቀባት ኣብ ካቶሊካዊ ቅዳሴታት አብ ጠቕሚ ከውዕል መምርሒ ሂቦም።

ምብጻሕ ርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ

ፕረዝደንት ሜክሲኮ Enrique Pena Nieto ምስ በዓልቲ ቤቶም ንርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ዝተቐበልሉ
1/11 ፕረዝደንት ሜክሲኮ Enrique Pena Nieto ምስ በዓልቲ ቤቶም ንርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ዝተቐበልሉ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
2/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
3/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
4/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
5/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
6/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
7/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
8/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
9/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
10/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
11/11 ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
Previous slide
Next slide

This item is part of
XS
SM
MD
LG