ርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰስ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ምብጻሕ ኣብ ሜክሲኮ የኻይዱ ኣለው። ትማሊ ሰንበት ኣብቲ ብጎነጽ ኣብ ልዕሊ ደቂ-አንስትዮ ዝፍለጥ Ecatepec ዝተባህለ ቦታ ቅዳሴ ኣካይዶም።
ምብጻሕ ርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
1
ፕረዝደንት ሜክሲኮ Enrique Pena Nieto ምስ በዓልቲ ቤቶም ንርእሰ ሊቃነ-ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ዝተቐበልሉ
2
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
3
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ
4
ምብጻሕ ርእሰ-ሊቃነ ጳጳስ ፍራንሰስ ኣብ ሜክሲኮ