ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሎሚ ንግሆ ብዋይት ሃውስ ዝፈለመ ዑደት ር/ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ብዝተፈላለየ ህዝባውን ሃይማኖታውን መደባት ቀጺሉ ይርከብ


ርእሰ ሊቃነ-ጳጳሳት ሮማ ካቶሊክ ፍራንሲስ ዩናይትድ ስቴትስ ኣብ ለውጢ ኩነታት ኣየር ክትሕግዝ ጸዊዖም

ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፋርንሲስ ሎሚ ኣብ ዋይት ሃውስ ብፕሬዝዳንት ኦባማ ውዕውዕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም’ሎ። 15 ሽሕ ዝግመቱ ሰባት እውን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሎም ።

አብ ዩናይትድ ስቴትስ ትማሊ ሰሉስ ዝኣተው ኣቡነ ፍራንሲስ ፕሬዝዳንት ኦባማን ምኽትል ፕሬዝዳንት ባይደንን መምስ ስድራ ቤቶም እዮም ኣብ መደበር መዕረፎ ነፈርቲ ኣንድሪውስ ተቐቢሎምዎም።

ምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG