ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ክልል ኦሮምያ ምስ ተላዓለ ህዝባዊ ተቃውሞ ብዝተሓሓዝ ኣብ ዝተፈላለዩ ጽፍሕታት ዝጸንሑ ካብ ሓላፍነቶም ዝተላዓሉ ሰበ-ስልጣን ኣስታት 300 ምኳኖም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር'ቲ ክልል ኣፍሊጦም።
ኣብቲ ክልል ምስ ዝተላዓለ ተቃውሞ ብዝተሓሓዝ ሓላፍነቶም ብዝግባእ ኣይፈጸሙን ዝተባህሉ ኣባላት'ቲ መሪሕነት ዝውሰድ ስጉምቲ ተጠናኪሩ ክቕጽል'ዩ ክብሉ'ውን እቶም ምክትል ርእሰ-ምምሕዳር ኣቶ እሸቱ ደሴ ተዛሪቦም'ለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።