ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርጫ 'ዓባይ ሰሉስ' (ሱፐር ቱስዴይ) ኣብ ፖለቲካ ኣሜሪካ ዘለዋ ዓብይ ጽልዋ


መባእታዊ ምርጫ ንሕጹይነት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ኣብ ቨርጂንያ
መባእታዊ ምርጫ ንሕጹይነት ፕረዝደንት ኣሜሪካ ኣብ ቨርጂንያ

ተወዳደርቲ ሕጹያት ፕረዝደንት ኣሜሪካ 'ዓባይ ሰሉስ' (ሱፐር ቱስዴይ) ተባሂሉ አብ ዝጽዋዕ ናይ ሎሚ መዓልቲ ምርጫ አብ ዝተፈላለየ ክፍለ-ግዝኣታት ንክምረጹ ጎስጎስ የካይዱ'ለው።

ካብ ፓርቲ ሪፖብሊካውያን ዝመርሑ ዘለው ተወዳዳራይ ዶናልድ ትራምፕ አብቲ ሎሚ ኣብ 11-ክፍለ-ግዝኣታት( ቨርጂንያ ወሲኻ) ዝካየድ ምርጫ ደገፍቶም ወጺኦም ክመርጹ ህዝባዊ አኼባታት አካይዶም።

መቐናቕንቶም ተወዳዳራይ ሰነተር ማርኮ ሪብዮ ነቶም ዴታ ተወዳዳራይ ብቃላት ከጥቕዑ ከለው ቴድ ክሩዝ ኸአ ንደገፍቶም ንኽመርጹ ይጽውዑ ኣለው።

ካብ ወገን ዲሞክራት ተወዳደርቲ ዝኾኑ ሂላሪ ክሊንተንን በርኒ ሳንደርስ'ውን ከምኡ ኣብ 11 ክፍለ-ግዝኣታት ሎሚ ይወዳደሩ ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ምርጫ 'ዓባይ ሰሉስ' (ሱፐር ቱስዴይ) ኣብ ፖለቲካ ኣሜሪካ ዘለዋ ዓብይ ጽልዋ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:15 0:00

XS
SM
MD
LG