ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ቀሊት ኣልኣዛር ብዛዕባ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣብ ኒውዮርክ


ኣቶ ቀሊት ኣልኣዛር
ኣቶ ቀሊት ኣልኣዛር

ኣብቲ ትማሊ ኣብ ኒውዮርክ ዝተኻየደ መባእታዊ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ 2016 ዶናልድ ትራፕ ካብ ፓርቲ ሪፖብሊካን ሂላሪ ክሊንተን ድማ ካብ ፓርቲ ዲሞክራት ተዓዊቶም ኣለው።

ብዛዕባ'ዚ ምርጫ ርእይቶኦም ዘኻፈሉና ኣቶ ቀሊት ኣልኣዛር ካብ ኔውዮርክ እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣቶ ቀሊት ኣልኣዛር ብዛዕባ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ኣሜሪካ ኣብ ኒውዮርክ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:31 0:00

XS
SM
MD
LG