ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሽን ሰብአዊ መሰላት ኢትዮጵያ ጸብጻቡ ንቤት-ምኽሪ ከቕርብ’ዩ


ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ተፈጺሙ ዝተበሃለ መግሃስቲ ሰብኣዊ መሰላት ዝምልከት ጸብጻብ ድሕሪ ክልተ ሰሙናት ናብ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር ከቕርብ እየ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ዘጻረዮ ኣብ ክልቲኡ ክልላት ምስ ዝተፈጥረ ጎንጽታት ዝተተሓሓዙ ጉዳያት ምዃኑ ኮሚሽነር ዶ/ር ኣዲሱ ገብረእግዛብሄር ዝገለጹ ኽኾኑ ከለው ተቓወምቲ ብወገኖም እቲ ኮሚሽን ብመንግስቲ ዝተመስረተ ብምዃኑ ዘንጸባርቖ መርገጺ ገዛኢ ፓርቲ እዩ ክብሉ ይወቕሱ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ኮሚሽን ሰብአዊ መሰላት ኢትዮጵያ ጸብጻቡ ንቤት-ምኽሪ ከቕርብ’ዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:53 0:00

XS
SM
MD
LG