ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝኽሪ ስነ-ስርዓት ሽምዓ አብ እስራኤል ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ስደተኛ

አብ እስራኤል ከተማ ቴልአቪቭ ሎሚ ጥቅምቲ 21,2015 ነቲ አብ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተቀትለ ኤርትራዊ ስደተኛ ሃብቶም ወልደሚካ ኤል ናይ ሽምዓ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ ተካሂዱ'ሎ።

XS
SM
MD
LG