ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

22:50 10.7.2018

ኣብዚ ናይ ሎም ዘበን ግጥም ዋንጫ ዓለም ብዙሕ ክቐንዖ ዘይከኣለ ፈረንሳዊ ኣጥቃዓይ ኦሊቨር ጅሩ ኣብ 85 መበል ደቒቕ ብስተቨን ንዞንዚ ተቐይሩ ኣሎ።

(ፋይል) ፈረንሳዊ ኣጥቅዓይ ኦሊቨር ጅሩ
(ፋይል) ፈረንሳዊ ኣጥቅዓይ ኦሊቨር ጅሩ

ፈረንሳ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ደቓይቕ ወሳኒ ጸወታኣ ዳርጋ ሙሉእ ብሙሉእ ልዳታ ኣብ ምክልኻል ትርከብ።

22:52 10.7.2018

በልጅዩም ናይ 6 ደቒቕ ትንፋስ ተዋሂብዋ ኣሎ ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ክትጸንሕ

23:09 10.7.2018

ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ን በልጅም ኣብ መበል 51 ደቒቕ ሳሙኤል ኡምቲቲ ብዘመዝገባ ሸቶ ብምዕዋታ ቦታኣ ጽባሕ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ናይ ፍጻመ ግጥም ኣውሒሳላ።


ካብ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ክሮሽያን ዝተዓወተት ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ኣብ ናይ ፍጻመ ክትረኽባ ድማ እያ።

23:37 10.7.2018

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG