ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

21:14 11.7.2018

ንፍርቂ ፍጻመ ዝጋጠመ ዘለዋ ክሮኤሽያ ምስ እንግሊዝ፡እንግሊዝ ኣብ መጀመርታ ደቓይቕ ጸወታ ብዝረኸብዎ ቕላዕ መቕጻዕቲ ሸቶ ብምምዝጋብ 1 ብ 0 ትመርሕ አላ።

ተጻወቲ እንግሊዝ ሸቶ ኣብ ዘመዝገብሉ እዋን
ተጻወቲ እንግሊዝ ሸቶ ኣብ ዘመዝገብሉ እዋን

18:37 15.7.2018

ሎሚ ኣብ ዝዛዘም ዋንጫ ዓለም 2018 ፈረንሳን ክሮእሽያን ንናይ ፍጻመ ግጥም ቀሪበን ኣለዋ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ጸወታ 1 ብ 1 ይቕጽል ኣሎ።

18:53 15.7.2018

ዋንጫ ዓለም 2018

ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ብመሪሕነት ፈረንሳ 2 ብ 1 ፍርቂጸወታ ተዛዚሙ’ሎ።

ፈረንሳ ንዝረኸበታ ፍጹም ቅላዕ ብመንገዲ ኣንቱዋን ግሪዝማን ሸቶ ብምምዝጋብ 2 ብ 1 ትመርሕ አላ።

ኣንቶዋን ግሪዝማን
ኣንቶዋን ግሪዝማን

21:32 15.7.2018

ፈረንሳ ተዓዋቲት ዋንጫ ዓለም 2018 ኮይና አላ።

ፈረንሳ ኣብቲ ሎሚ ምስ ክሮ ሽያ ዝተኻየደ ግጥም 4 ብ 2 ብምዕዋት እያ ተዓዋቲት ዋንጫ ዓለም 2018 ክትኸውን ዝበቕዓት።

ተጻዋታይ ጋንታ ፈረንሳ ዝኾነንን ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ዋንጫ ዓለም ኣርባዕተ ሸቶታት ዘመዝገበ ኬይላን ማባፐ ዝበለጸ ብዕድመ ዝነኣሰ ተጻዋታይ ተባሂሉ ተመሪጹ'ሎ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG