ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

17:37 16.7.2018

ስእላዊ ጸብጻብግጥም ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም 2018 ፈረንሳን ክሮኤሽያን

ዋንጫ ዓለም 2018 ብዓወት ፈረንሳ 4 ብ 2 ትማሊ ተዛዚሙ።

ስእላዊ ጸብጻብ ግጥም ፍጻሜ ዋንጫ ዓለም 2018 ፈረንሳን ክሮኤሽያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:01 0:00

21:32 15.7.2018

ፈረንሳ ተዓዋቲት ዋንጫ ዓለም 2018 ኮይና አላ።

ፈረንሳ ኣብቲ ሎሚ ምስ ክሮ ሽያ ዝተኻየደ ግጥም 4 ብ 2 ብምዕዋት እያ ተዓዋቲት ዋንጫ ዓለም 2018 ክትኸውን ዝበቕዓት።

ተጻዋታይ ጋንታ ፈረንሳ ዝኾነንን ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ዋንጫ ዓለም ኣርባዕተ ሸቶታት ዘመዝገበ ኬይላን ማባፐ ዝበለጸ ብዕድመ ዝነኣሰ ተጻዋታይ ተባሂሉ ተመሪጹ'ሎ።

18:53 15.7.2018

ዋንጫ ዓለም 2018

ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ብመሪሕነት ፈረንሳ 2 ብ 1 ፍርቂጸወታ ተዛዚሙ’ሎ።

ፈረንሳ ንዝረኸበታ ፍጹም ቅላዕ ብመንገዲ ኣንቱዋን ግሪዝማን ሸቶ ብምምዝጋብ 2 ብ 1 ትመርሕ አላ።

ኣንቶዋን ግሪዝማን
ኣንቶዋን ግሪዝማን

18:37 15.7.2018

ሎሚ ኣብ ዝዛዘም ዋንጫ ዓለም 2018 ፈረንሳን ክሮእሽያን ንናይ ፍጻመ ግጥም ቀሪበን ኣለዋ።

ኣብዚ ሕጂ እዋን ጸወታ 1 ብ 1 ይቕጽል ኣሎ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG