21:14
11.7.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
ንፍርቂ ፍጻመ ዝጋጠመ ዘለዋ ክሮኤሽያ ምስ እንግሊዝ፡እንግሊዝ ኣብ መጀመርታ ደቓይቕ ጸወታ ብዝረኸብዎ ቕላዕ መቕጻዕቲ ሸቶ ብምምዝጋብ 1 ብ 0 ትመርሕ አላ።
23:09
10.7.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ን በልጅም ኣብ መበል 51 ደቒቕ ሳሙኤል ኡምቲቲ ብዘመዝገባ ሸቶ ብምዕዋታ ቦታኣ ጽባሕ ሰንበት ኣብ ዝካየድ ናይ ፍጻመ ግጥም ኣውሒሳላ።
ካብ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝን ክሮሽያን ዝተዓወተት ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ኣብ ናይ ፍጻመ ክትረኽባ ድማ እያ።