22:30
15.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
ናቾ ኣቐዲሙ ብጌጋኡ ፖርቱጋል ንዘመዝገበታ ሸቶ ክሕንሕን ዝጸንሐ እዩ ዝመስል፤ ድሕሪ ዕረፍቲ ብበርቃዊት ቅላዕ ዘመዝገባ ሸቶ።
እዛ ሸቶ እዚላ ንዕዑ ኣብ ዋንጫ ዓለም ናይ ፈለማ ክትኸውን እንከላ ንሃገራዊት ጋንትኡ ድማ ናብ መሪሕነት ዘቐልቀላ ብልጽቲ ሸቶ ኮይናያ ትግለጽ ዘላ።
22:49
15.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
ሕጂውን ሮናልዶ እዩ እታ ናይ ፈለማ ሃት ትሪክ ሸቶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ሰሪሑ። ፖርቱጋል 3 ስጳኛ 3 ብናይ ሓባር ውጽኢት ዝተዋህበ ናይ ጸወታ ሰዓት ኣብ ምዝዛም ይርከባ።