10:24
14.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
Group B
ኣብ Group B ማለት ኣብ ምድብ ለ ዘለዋ ሃገራት ፤ ፖርቱጋል ፤ ስጳኛ ፤ ሞሮኮ ከምኡውን ኢራን ይርከባ።
10:29
14.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
Group C
ኣብ Group C ማለት ኣብ ምድብ ሐ ዘለዋ ሃገራት ፤ ፈረንሳይ፤ ኣውስትራልያ፤ ፐሩን ደንማርክን ይርከባ።
10:33
14.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
Group D
ኣብ Group D ማለት ኣብ ምድብ መ ዘለዋ ሃገራት ኣርጀንቲና፤ ኣይስላንድ፤ ክሮሽያን ናይጀርያን ይርከባ።
10:37
14.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
Group E
ኣብ Group E ማለት ኣብ ምድብ ሠ ዘለዋ ሃገራት ፤ ብራዚል፤ ኮስታሪካ፤ ስዊዘርላንድን ሰርብያን ይርከባ።