10:45
14.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
Group F
ኣብ Group F ማለት ኣብ ምድብ ረ ዘለዋ ሃገራት ጀርመን፤ ሽወደን፤ መክሲኮን ደቡብ ኮርያን ይርከባ።
16:59
14.6.2018
- By ዊንታ ኪዳነ
ኣብዚ ሎሚ ዝጅምር ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም፤ የዒንትና ተኺልና ሸቶ ከመዝግቡ ልዑል ተኽእሎ ንዘለዎምን ክንከታተሎም ዘሎናን ትሽዓተ ብሉጻት ኣመዝገብቲ እዞም ዝስዕቡ እዮም
| ሙሉእ ስም | ሃገራዊ ጋንታ | ብዝሒ ኣብ ዋንጫ ዓለም ዘመዝገቦም ሸቶታት |
| ቶማስ ሙለር | ጀርመን | 10 |
| ጀምስ ሮድሪገዝ | ኮሎምብያ | 6 |
| ልዮነል መሲ | ኣርጀንቲና | 5 |
| ሉዊስ ሱዋረዝ | ኡራጋይ | 5 |
| ጎንዛሎ ሁግወይን | ኣርጀንቲና | 5 |
| ቲም ካሂል | ኣውስትራልያ | 5 |
| ነይማር ዳ ሲልቫ ሳንቶስ | ብራዚል | 4 |
| ዠርዳን ሻቒሪ | ስዊዘርላንድ | 3 |
* ግብጻዊ መሓመድ ሰላሕ ዋላኳ ንፈለማ ግዜ ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ይሳተፍ እንተሎ፡ ምስቶም ሸቶታት ከመዝግቡ ልዑል ተኽእሎ ዘለዎም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ኣተኩሮ ተነቢሩሉ ዘሎ እዩ።