ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

23:06 15.6.2018

ስጳኛን ፖርቱጋልን ሙሉእ ናይ ጸወታ ግዜአን ብናይ ሓባር ውጽኢት 3 ብ 3 ተፈላልየን ኣለዋ።

እዚ ማለት ነታ ኣቐዲማ ኣንጻር ግብጺ ገጢማ 1 ብ 0 ዝተዓወተት ኢራን ብሰለስተ ነጥቢ መራሒት Group B ክትከውን ኣኽኢልዋ ኣሎ።

ስጳኛን ፖርቱጋልን ነፍስወከፈን ብሓደ ነጥቢ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ይርከባ። ግብጺ ድማ ብ ባዶ ነጥቢ ካብ ምድባ ኣብ መወዳእታ ትርከብ።

22:57 15.6.2018
ክርስትያኖ ሮናልዶ ሳልሰይቲ ሸቶ ማለት ናይ ፈለማ ሃትሪክ ኣብ ዋንጫ ዓለም ንዝሰርሐት ሸቶ እናቐልዐ
ክርስትያኖ ሮናልዶ ሳልሰይቲ ሸቶ ማለት ናይ ፈለማ ሃትሪክ ኣብ ዋንጫ ዓለም ንዝሰርሐት ሸቶ እናቐልዐ

ክርስትያኖ ሮናልዶ ሳልሰይቲ ሸቶ ማለት ናይ ፈለማ ሃትሪክ ኣብ ዋንጫ ዓለም ንዝሰርሐት ሸቶ እናቐልዐ

22:49 15.6.2018
ዋንጫ ዓለም
ዋንጫ ዓለም

ሕጂውን ሮናልዶ እዩ እታ ናይ ፈለማ ሃት ትሪክ ሸቶ ኣብ ዋንጫ ዓለም ሰሪሑ። ፖርቱጋል 3 ስጳኛ 3 ብናይ ሓባር ውጽኢት ዝተዋህበ ናይ ጸወታ ሰዓት ኣብ ምዝዛም ይርከባ።

22:36 15.6.2018
ዋንጫ ዓለም
ዋንጫ ዓለም

ዋንጫ ዓለም
ዋንጫ ዓለም

​ረስኒ ጸወታ ክልቲአን ጋንታታት ዳርጋ ንዋንጫ ዓለም መን ወሰደ ናይ ፍጻመ ግጥም ዘካይዳ ዘለዋ እየን ዝመስላ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG