ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

18:50 14.6.2018

ፕረዚደንት ሩስያ ፑቲንን ልኡል ስዑድ ዓረብ መሓመድ ቢን ሳልማን ኣብ መኽፈቲ ግጥም ዋንጫ ዓለም ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት

18:48 14.6.2018

ሎሚ ኣብ ዝጀመረ ዋንጫ ዓለም 2018 ዝጋጠማ ዘለዋ ሩስያን ስዑዲ ዓረብን እየን።

ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ'ቲ ጸወታ ሩስያ 2፡0 ትምርሕ አላ።

ዩሪ ጋዚንስኪ ቀዳመይቲ ጎል ንሩስያ ኣብ ዘመዝገበሉ
ዩሪ ጋዚንስኪ ቀዳመይቲ ጎል ንሩስያ ኣብ ዘመዝገበሉ

18:44 14.6.2018

ዩሪ ጋዚኒስኪ ናይ ፈለማ ሸቶ ኣመዝጊቡ መሪሕነት ሃገራዊት ጋንትኡ ድሕሪ ምርግጋጹ ኣብ ጽምብል ምስ ደቂ ጋንትኡ

ዩሪ ጋዚኒስኪ
ዩሪ ጋዚኒስኪ

18:39 14.6.2018

ሩስያዊ ዩሪ ጋዚኒስኪ ኣብ መኽፈቲ ግጥም ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018 ናይ ፈለማ ሸቶ ኣብ ልዕሊ ስዑድ ዓረብ ብምምዝጋብ ታሪኽ ሰሪሑ ኣሎ።
በዚ ድማ ሩስያ ብ ዝኾነ ውጽኢት ኣብ ምምራሕ ትርከብ።

ጋዚኒስኪ ኣብ መበል 15 ደቒቕ ምጅማር ግጥም ሩስያን ስዑድዓረብን ዩ ናይ ፈለማ ሸቶ ዘመዝገበ።

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG