ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኺድ ናብ ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም 2018

18:02 14.6.2018

ርእይቶ ተሳተፍቲ ንመኽፈቲ ስነ ስርዓት ዋንጫ ዓለም 2018

16:59 14.6.2018

ኣብዚ ሎሚ ዝጅምር ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ዓለም፤ የዒንትና ተኺልና ሸቶ ከመዝግቡ ልዑል ተኽእሎ ንዘለዎምን ክንከታተሎም ዘሎናን ትሽዓተ ብሉጻት ኣመዝገብቲ እዞም ዝስዕቡ እዮም

ሙሉእ ስም ሃገራዊ ጋንታብዝሒ ኣብ ዋንጫ ዓለም ዘመዝገቦም ሸቶታት
ቶማስ ሙለር ጀርመን10
ጀምስ ሮድሪገዝ ኮሎምብያ6
ልዮነል መሲኣርጀንቲና5
ሉዊስ ሱዋረዝ ኡራጋይ5
ጎንዛሎ ሁግወይንኣርጀንቲና5
ቲም ካሂልኣውስትራልያ5
ነይማር ዳ ሲልቫ ሳንቶስብራዚል4
ዠርዳን ሻቒሪ ስዊዘርላንድ3

* ግብጻዊ መሓመድ ሰላሕ ዋላኳ ንፈለማ ግዜ ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ይሳተፍ እንተሎ፡ ምስቶም ሸቶታት ከመዝግቡ ልዑል ተኽእሎ ዘለዎም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ኣተኩሮ ተነቢሩሉ ዘሎ እዩ።

10:52 14.6.2018

Group H

ኣብ Group H ማለት ኣብ ምድብ ዘለዋ ሃገራት ፖላንድ፤ ሰኔጋል፤ ኮሎምብያን ጃፓንን ይርከባ።

Group H
Group H

10:48 14.6.2018

Group G

ኣብ Group G ማለት ኣብ ምድብ ዘለዋ ሃገራት ቤልጅምፓናማቱኒዝያእንግሊዝን ይርከባ።

Group G
Group G

ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG