ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ተፈጢሩ ዝነበረ ውጥረት ናብ ንቡር ምምላሱ ኮሚሽነር ፖሊስ’ቲ ክልል ኣፍሊጦም


ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ከተማ ጎንደርን ከባቢኣን ተፈጢሩ ዝነበረ ምዝራግ ጸጥታ ናብ ንቡር ተመሊሱ ክብል ኮሚሽነር ፖሊስ’ቲ ክልልን ገለ መሰካኽርን ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።ድሕሪ’ቲ ጎንጺ ኢድ ህውሓት ኣለዎ ክብሉ’ውን እቶም ፖሊስ ኮሚሽነር ገሊጾም።

እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዜጋታቱ ንግዚኡ ናብቲ ከባቢ ከይኸዱ ኣዘኻኺሩ’ሎ።

ኮሚሽነር ፖሊስ ክልል ኣምሓራ እቲ ኣብ ጎንደርን ከባቢኣን ዘጋጠመ ጎንጺን ህውከትን ምስቲ ናይ ወረዳ ጭልጋ ዝተሓሓዝ’ዩ ድሕሪ ምባል መበገሲ ክልቲኡ ግጭታት ተመሳሳሊ’ዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG