ባህርዳር —
ኣብ ክልል ኣምሓራ ማእከላዊ ጎንደር ወረዳ ጭልጋ ብፍላይ ድማ ማሕበረሰብ ቅማንት ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ኣብ መንጎ ዕጡቓት ሓይልታትን ፍሉይ ሓይሊ’ቲ ክልል ብዝተፈጥረ ጎንጺ ህይወት ሰብ ምጥፍኡን ንብረት ምዕናውን ተገሊጹ።
ስልጠና ዝወሰደ ብፍሉይ ኩነታት ተወዲቡ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ጉጅለ ነቲ ማሕበረሰብ ይህውጽ ኣሎ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኣምሓራ አበረ አዳሙ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።
ፖሊስን ሓይልታት ምክልካልን ነቲ ኩነታት ንምፍታሕ ይፍትን ኣሎ ኢሎም።
Embed
share
Embed
share
The code has been copied to your clipboard.
The URL has been copied to your clipboard
No media source currently available