ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንዲሞክራሲን ለውጢን ኤርትራ ዝተባህለ ውድብ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ አናሀይም ካሊፎንያ ‘ይኣክል” ብዝብል መሪሕ ቃል ህዝባዊ ጉባኤ አካይዱ ኔሩ። ቀንዲ ዕላማ ‘ቲ ጉባኤ ብዝምልከት ሓደ ካብ አተሓባበርቲ’ቲ ጉባኤ ንዝኾኑ ኣቶ ተክሊት ወ/ሚካኤል ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ካሊፎንያ ኣዘራሪብዎም ኣሎ።
ኣቦ ህቡብ ሙዚቀኛ ኒብሲ ሃሰል (ኤርምያስ ኣስገዶም) ዳዊት ኣስገዶም ብዛዕባ ወዶም ይዛረቡ።