ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-አንስትዮ መጋቢት 8 ትማሊ ሓሙስ ኣብ መላእ ዓለም ተኸቢሩ ውዒሉ። ነዚ መዓልቲ ብዝምልከት ክልተ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ካብ ሽወደን ኤርትራዊት ትርሓስ ተኽላይን ካብ ኢትዮጵያ ኸኣ ወ/ሮ አረጋሽ ኣዳነ ብዛዕባ ተራ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ እዋን ቃልሲን ድሕሪ ቃልስን ይገልጻ።
ዋሽንግተን —
ብተወሳኺ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘሎ ኩነታት ደቂ- ኣንስትዮን ምስ’ቲ ሕብረተሰብ ዘለዎ ኩነታት’ዩ ዝበለኦ ብምዝማድ ኣብዚ መደብ ዘትየን።
ብተወሳኺ ድሕሪ ቃልሲ፡ ማዕርነትን መሰለን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ከምቲ ዝግባእ ተመሓይሹ’ዶ ንዝብል ሕቶ’ውን ርእይቶ’ውን ሂበን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5