ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምክንያት ዓለም-ለኸ ዕለት ደቂ-አንስትዮ ንሰለስተ ኤርትራዊያን ዘተአናገደ መደብ (1ይ ክፋል)

  • ምንያ ኣፈወርቂ

ዓለም-ለኸ ዕለት ደቂ-ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ምስ ሰለስተ ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝተኻየድ ቃልሲ ዝተኻፈላ ኤርትራዊያን ደቂ-ኣንስትዮ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ።

እዘን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ትብለጽ መለስን ገነት መሓረናን ካብ ሽወደን ይርጋአለም መረስዕ ተስፉ ኸኣ ካብ ኣሜሪካ ኾይነን ብዛዕባ ተራን ተመክሮን ኤርትራዊያን ደቂ-ኣንስትዮን የጋጥመን ኣሎ ዝበለኦን ምስ ቪኦኤ ኣብ ዘካየደኦ ቃለ-መጠይቅ ዘርዚረን'ለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ቀዳማይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

XS
SM
MD
LG