ኣብ ክልል ኦሮምያ ዳግማይ ዝጀመረ ተቃውሞ ይቅጽል ኣሎ ይብሉ ነበርቲ

ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ብቕድሚ ትማሊ ሰንበት ዝጀመረ ተቓውሞን ግጭትን ሎሚ'ውን ከምዝቐጸለ ነበርቲ ገሊጾም።

ኣብ ዞባ ኣርሲ ከባቢ ሻሸመኔ ዝነበረ ግጭት ተቓውሞ ዘይኮነስ ብረት ዝተዓጠቑ ጉጅለታት ንሰራሕተኛታት ጸጥታ ቀቲሎም፣ንብረት መንግስትን ህዝብን እውን ኣዕኒዮም ክብሉ ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጾም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክእል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ኦሮምያ ዳግማይ ዝጀመረ ተቃውሞ ይቅጽል ኣሎ ይብሉ ነበርቲ