.
ለበዳ ዚካ ቫይረስ ለዓለም የሻቕል
![ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።](https://gdb.voanews.com/344e824f-4689-41f2-af49-9da8a994069c_cx0_cy8_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
1
ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።
![ሰብ ሞያ ጥዕና ሊማ-ፔሩ ካብ ደንግ፡ቺኩንግያን ዚካ ቫይረስን ንምክልካል ዝተፈላለዩ ቦታታት ብጥኪ ይዓጥኑ](https://gdb.voanews.com/49fd4b90-8219-41ce-be9a-e0c79b442783_cx0_cy8_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
2
ሰብ ሞያ ጥዕና ሊማ-ፔሩ ካብ ደንግ፡ቺኩንግያን ዚካ ቫይረስን ንምክልካል ዝተፈላለዩ ቦታታት ብጥኪ ይዓጥኑ
![ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።](https://gdb.voanews.com/cf924904-fb7b-4e0b-924b-b45e6098ff5b_w1024_q10_s.jpg)
3
ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።
![ሰብ ሞያ ጥዕና ሊማ-ፔሩ ካብ ደንግ፡ቺኩንግያን ዚካ ቫይረስን ንምክልካል ዝተፈላለዩ ቦታታት ብጥኪ ይዓጥኑ.](https://gdb.voanews.com/0430ccf8-80ee-47b3-8ae2-125ad2400403_cx0_cy10_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
4
ሰብ ሞያ ጥዕና ሊማ-ፔሩ ካብ ደንግ፡ቺኩንግያን ዚካ ቫይረስን ንምክልካል ዝተፈላለዩ ቦታታት ብጥኪ ይዓጥኑ.