.
ለበዳ ዚካ ቫይረስ ለዓለም የሻቕል
![ብዚካ ቫይረስ ዝተጠቕዓ ሰብ ምስቲ ቫይረስ ብዝተሓሓዝ ናይ ጥዕና ጸገም ከጋጥሞም ኣይተራእዩን። እቲ ተጽዕኖ ግን በቲ ቫይረስ ዝተጠቕዓ ኣዴታት ኣብ ዝወልድዎም ቆልዑ ጎሊሑ ይረኣይ ኣሎ ተባሂሉ።](https://gdb.voanews.com/42127eb4-828e-467c-929d-ca7d93883459_cx0_cy10_cw0_w1024_q10_r1_s.jpg)
5
ብዚካ ቫይረስ ዝተጠቕዓ ሰብ ምስቲ ቫይረስ ብዝተሓሓዝ ናይ ጥዕና ጸገም ከጋጥሞም ኣይተራእዩን። እቲ ተጽዕኖ ግን በቲ ቫይረስ ዝተጠቕዓ ኣዴታት ኣብ ዝወልድዎም ቆልዑ ጎሊሑ ይረኣይ ኣሎ ተባሂሉ።
![ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።](https://gdb.voanews.com/c71d2fd9-5654-4db0-a29e-69d8c9a9dde6_cx0_cy0_cw96_w1024_q10_r1_s.jpg)
6
ለበዳ ዚካ ቫይረስ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ግንቦት ኣብ ብራዚል ካብ ዝለዓል ጀሚሩ አስታት 4,000 ዝኾኑ ህጻናት ማይክሮሰፋሊ ብምባል ዝፍለጥ ንሸኽና ርእሲ’ቶም ህጻናት ዘንእስን ንምዕባለ ሓንጎል ዘጎናድብ ሕማም ከምዝተጠቕዑ ይግለጽ ኣሎ።