ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቫይረስ ዚካ መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ (3ይ ክፋል)


ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ (ጸጋም) ዶ/ር ሳሚኤል ሃይለአብ(የማን)
ዶ/ር ዳውድ ሲራጅ (ጸጋም) ዶ/ር ሳሚኤል ሃይለአብ(የማን)

ቫይረስ ዚካ ዋላ’ዃ ንኢትዮጵያ ኤርትራን ኣብዚ ዘለናዮ ደረጃ ዘሰክፍ እንተዘይኮነ ሸለል ክብሃል ግን የብሉን።ሰባት ጣንጡ ዝራብሕሎም ከባቢታት ምፅራይ፣ሰብ ሙያ ጥዕና በቲ ሕማም ንዝጥርጠሩ ዓብዪ ትኹረት ሂቦም ክሳብ ንበይኖም ክሕከሙ ምግባር፣መንግስቲ ድማ ብዛዕባ እንታይነት ዚካ ቫይረስ ነቲ ህዝቢ እኹል ሓበሬታን ኣስተምህሮን ክህቡ ኣለዎም ይብሉ ክኢላታት ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዶ/ር ሳሙኤል ሃይለኣብ ባይሩን ዶ/ር ዳውድ ሰይድ ሲራጅን።

ዶ/ር ዳውድ ኣብ ኢስት ካሮላይና ብሮዲ ቤት ትምህርቲ ሕክምና መምህር ውሽጣዊ ሕማማትን ተመሓላላፍቲ ሕማማትን ከምኡ እውን ዳይረክተር ፕሮግራም ተመሓላለፍቲ ሕማማት እዮም።ዶ/ር ሳሙኤል ሃይለኣብ ድማ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣሪዞና ከተማ ፊነክስ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጥዕና ላዕለዋይ ሓኪም ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ብፍላይ ድማ ኣብ ሆስፒታል ባነር ሓላፊ መቆፃፀሪ ተመሓለለፍቲ ሕማማትን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቫይረስ ዚካ መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ (3ይ ክፋል)
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:58 0:00

XS
SM
MD
LG